ወሰንቲ ዝኾኑ ስጉምትታት እትፈትዎን እትሓልሞዎን ሞያ ንምርካብ ዝሕጉዙኻ/ኺ



ወሰንቲ ዝኾኑ ስጉምትታት እትፈትዎን እትሓልሞዎን ሞያ ንምርካብ ዝሕጉዙኻ/ኺ

Rating 0 out of 5 (0 ratings in Udemy)


What you'll learn
  • እትፈትዎን እትሓልሞን ሞያ ብኸመይ ትረክቡ | how to find the career you like and dream
  • ኣገዳስነት ናይ CV ወይ Resume
  • ኣገዳስነት ናይ ስራሕ መርበባት (networking) ምፍጣር
  • ዕዉት ቃለ-መጠይቅ ብኸመይ ተካይድ ናይ ቃለ-መጠይቅ ምስጢር

Description

This course is in the Tigrigna Language

እትሓልሞን እትፈትዎን ሞያኻ ንምርካብ ሕጅ’ውን ግዜ ኣይሐለፈን! ንጽባሕ ከይበልካ/ኪ ቅልጡፍ ተበግሶ ውሰድ/ዲ!

ኩልኻ ምስ ኩሉ ፍሉይ ዓቕምኻ: ብሰንኪ ናይ ሞያ ክኢላ ብዘይምርካብካ: ኣብ ዘይትፈትዎን ዝተሓተ ስራሕ ተዋፍርካ ዘለኻ ግዚኡ ኣኺሉ እዩ :: እትሓልሞ ሞያ ንምርካብ ተዓጠቕ ::

መገዲ ምስ ወዲ ዓዲ ከምዝበሃል!

ናይ ሞያኻ መንገዲ …

Duration 1 Hours 58 Minutes
Paid

Self paced

All Levels

English (US)

3

Rating 0 out of 5 (0 ratings in Udemy)

Go to the Course
We have partnered with providers to bring you collection of courses, When you buy through links on our site, we may earn an affiliate commission from provider.